Full Video - Rezene - ረዘነ - ሓቀኛ ዛንታ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 29 мар 2025
  • ሙሉእ ቪድዮ ረዘነ - ጉዕዞ ረመጽን በረድን ሓቀኛ ዛንታ ።
    ሙሉእ ቪድዮ ብዛዕባ መቅዘፍቲ ናይ 1975 • ERi-TV #Eritrea: ዝኽሪ ህ...

Комментарии • 303

  • @natnaelnega1169
    @natnaelnega1169 6 месяцев назад +16

    መን ኣሎ ንባባ ረዘነ ክረክቦ ዝተሃንጠየ 2024😊

  • @YAFETKAHSAYKahsay
    @YAFETKAHSAYKahsay 5 месяцев назад +7

    ረዘነ ናይብሓቂ ጸዋር ሰብ ካብዛ ዛንተ ብዙሐ ነገር ተማሂረ ብዓቢኡ ጸዋር ምኾን 2024 10-2024

  • @Gottseidanke28
    @Gottseidanke28 3 года назад +34

    ተመስገን ፈጣሪ ረዘነ ብሂወት ምህላዉ ብጣዕሚ ሓጎስ ተሰምዕኒ፡ ሓደ መዓልቲ በኣካል ክርኦ ተስፋ ይገብር ።

  • @Eri-boy-love
    @Eri-boy-love Год назад +31

    ስደት ሑሱም 😢😢ባባ ረዘነ ኣብ ዕሽል ዕድሜካ ከርተት ሂወት የሒሊፍካ ተመስገን ፈጣሪ ብሂወት ምህላዉካ 🙏ግርማይ ሓዉና ከኣ ነዛ ዛንታ ግዜካ ሰዊኢካ ናባና ብምቅራብካ ብጣዓሚ ነመስግነካ 🙏

  • @TeweldeKesete-z4p
    @TeweldeKesete-z4p Год назад +12

    እዚ ዛንታ ኣብ ገዛና ኣደይ(ኣባየይ) ትነግረና እካ እንተነበረት ግን ከም ሰበይ ክሰምኦ ከለኩስ ብሂወት ከም ዘሎ እንዳፈለትኩ እንዳ ነባእኩ😢😢 ወዲእያ edime yhabka hawobey ❤❤

  • @eritreanerena7332
    @eritreanerena7332 3 года назад +9

    ወይ ኤርትራዊ ዝረኽቦ !!!!ናይ ኩሉና ዛንታ ብዓቀን ድአ ይፈላለ ይኾውን እንበር እዛ ዛንታ ዳርጋ ናይ መብዛሕትና አጋጣሚ እያ

  • @መለይTube
    @መለይTube 3 года назад +37

    ናይበሓቂ ልብኻ ዝትንክፍ 💔 ዛንታ ፈጣሪ ስደትና የሕጽረልና 🙏🏿🙏🏿 thanks ቀጽሎ

  • @AaAa-kq7kh
    @AaAa-kq7kh Месяц назад +1

    ስዴት ሕሱም ባሓቅ ማሃርትን መሳጥትን ዛንታ እያ ዋው ገለ ዓይነት ኣቀራርባ

  • @MulueGebrihwet
    @MulueGebrihwet Год назад +1

    ኣዝያ ማሃሪትን ኣገራሚትን ዛንታ
    ናይ ባሓቂ ጸዋርን ወሳንን ባባ ረዘነ

  • @kifligoitom5667
    @kifligoitom5667 3 года назад +21

    ብስምኣብን ወልድን ወመንፈስ ቁዱሱን ብሰላም ሴሜዔ ዝወደኣኩዋ ክብርን ምስጋናን ይብጽሓዩ። ከቡኡ ብምቅጻል ድማ ንግርማይ ኣቅራርባ ንዝምልከት ወይ ኣትራርኻ ከይኣመስገንኩዉ ክሓልፍ ኣይደልን።ካብኡ ብምቅጻል ድማ ናይ ብሓቂ ከምቲ ኣቦና
    ዘማራይ ዳዊት ዝበልዉ፡ ኦ ኣምላኽ ከም ዝሓሰብክዉ ዘይኮነስ ከም ዝፈቀድካዮ ኢዩ።ከምዝበለ ሓቂ ኢዩ ከመይሲ ኣምላኽ ከምቲ ንሕና ንሓስቡ ዘይኮና ከምቲ ዘድሊየና ኢዩ ዝህበና ወይ ዝገብረልና።ናይ ብሓቂ ተገሪማ ኢዚኣ ዛንታ ጀሚራ ክሳብ ትውድእ ከይኣቆረጽኮ አየ ተኻቲተለያ ። ኣብ ሂወተይ ኢቲኣ ዝገረማትኒን ዝመሳጥትኒን ኢዚኣ ኢያ።ሒጂ ድማ እዚ ሓውና ኣቦናን ረዘነ ኢሞ ኣብቲ ግዜ ኢቲ ከይተሓለላ ነዚ ኩሉ ታሪኽ ክስንድን ክጽሕፍን ዝገበሮ ብጠዓሚ ንፉዕን ሓያልን ሓደ ብሓደ ተገሪማ። ብዝኹና ዘረባ ኣቢዚሓ ኣምላኽ ደሪቢዮ ከምዘይ ድሪቢየካን ብዘይመዓልትኻን ድማ ከምዘይ ትመውትን ኣሚና ኣለኹ።ሽግር ክፍትነካ ኢምበር ክቀትላካ ከምዘይ ይኺእል ኣሚነ። ልክዕ ከምቲ ወርቂ ብሓዊ ተፈቲኑ ወጺዮ።እቲ ኩሉ ነዚ ክገብር ዘኻሎ ድማ ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላኽ ስለ ዝኹነ ክብርን ምስጋናን ሎምን ንኩሉሰዓን ንዘልኣለም ይኹን። ሰላም ሜድያ ድማ ከምዚ መሃሪ ዝኹነ መደብ ክተምጹሉና ንምሕጸነኩም ብጠዓሚ ጽቡቕ ቀጽሉዉ ንፉዓት።በዛ ታሪኽ ዘቅረብኩማ ኣነ ምሸለምኩኹም ኔራ ግን በያናይ ዓቅሚ ኣብ ካርቱም ኩይንካ ።ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ንኹሉኹም ጸሓፍትን ተረኽትን ኣቅረብትን።ሰሰናዮ ንዓኩም ።ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣሜን (((3)))ናይ ብሓቂ

    • @SelamMultiMedia
      @SelamMultiMedia  3 года назад +3

      የቀንየልና ኣዚና ካብ ልቢ ነመስግን።

  • @RobelGebrebrhan
    @RobelGebrebrhan 6 месяцев назад +4

    ለካ ካብ ሽዑ ዩ ነይሩ ስደት ውርደት ብጣዕሚ ኣገራሚት ዛንታ ምስ ብሉጽ ኣቀራርባ ❤❤❤❤

  • @habesha_tiktok_2023
    @habesha_tiktok_2023 2 месяца назад +5

    ናተይ ታሪኽ ከ መአን ኮን እስንዶ 3ተ ዓመት ኢትዮጵያ 2ተ ዓመት ሱዳን 9ተ ወርሒ ስናይ ግፍዕን ምረትን ጭፍጨፋን ዝመልኦ ሂወት 10ተ ዓመት ልብያ ግፍዕን ጨፍጫፋን ዘሕለፈት ሂወት ኩሉ ግዜ ብተስፋ ትነብር ሂወት ትቅጽል 7.1.2025..ገአና ይቅጽል ...😥🔥 እስኪ ነአዛ ጽሕፍቲ ተንቡቡ ዘአለኹም ላይክ ርኡቶ ጽቅጥ ኣብሉ🥺♥️ ነአዛ ትርኻ ተቅርብን ነአቲ ነአዚይ ኩሉ ዝርኣኻ ረአዘነን ክኣ ብጣዕሚ እየ ኣድንቀኩም መአን እፈልጥ ሓንቲ ስምዐ ልቲ ከም ፍቃድ ኣምላክ ንሓደኹም ብገአጽ እረኽበኩም እኸውን🙏♥️

  • @tsigekahsay9587
    @tsigekahsay9587 6 месяцев назад +5

    Nay bhai lbka ztnkf zanta💔 fetari sdetn yehxrelna 🙏🙏🙏 thanks qexlo

  • @mahzelnatv5337
    @mahzelnatv5337 3 года назад +7

    ከም ወርቂ ብሓዊ ተፈቲንካ ዕላማኻ ምህራምካ ልዕሊ ኩሉ ከኣ ብሂወት ምህላውካ ምስተዛዘመት ተሓጊሰ ምኽንያቱ እታ ጥራዝ ምስበዝሐ ሓዲጊ ዛንትኡ ገዲፉ ጥራይ ከይርሃዎ ተፈሊና ከይከውን ዝብል ስግኣት ነይርኒ ተመስገን ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ባባ ረዘነ ደሃይ ናይታ ዝተሓባበርካያ ጋል'ከ ብሂወት ዶ ትህሉ ሓሲበ🤔

  • @genetkebede278
    @genetkebede278 Год назад +3

    Tarik rezene gedli eyu gin bkulu negeru egzabher bkdmiu yhalif neru selamkum ybzah deki halal meret 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mehiretberhane6533
    @mehiretberhane6533 3 года назад +24

    ብጣዕሚ ዘገርም ዛንታ ካብዚ ንላዕሊ መግለጺ ሲኢነላ መኽንያቱ ድሕሪ አዚ ኩሉ ከርትት እፎይታ መርካቡ Thank you so mach

  • @wediasmara8798
    @wediasmara8798 2 года назад +5

    ዋው. ኤርትራዊ ሙኻንካስ ኣዚኻ ትኾርዕ። ግን ዓብዳት ረዘነን ጌርጊስን ብ ቡዙሕ ዳርጋ ዝመሳሰሉ ኮይኑ ተሰሚዕኒ። ረዘነ ኣብ ካናዳ ዑዉት ሂወት ምምርሑ ግን ኣዝሒልኒ ቁሩብ።ዓብዳት ኣዚካ ታሪኽ ብዝግባእ ኮፍ ተብል ብ ድምጺ ግርማይ ኣብ እዚኒ ሰማዒ ኮፍ ትብል ንፉዕ ጸሕፊ ኢኻ፡❤️❤️❤️🇪🇷👌❤️❤️❤️❤️

    • @merhawikibrom1627
      @merhawikibrom1627 2 года назад +2

      Dufun kolel sele zbelu dyu eritrawi mukan zekruaka gele ktsmeuna ekum

  • @hanatesfaghiorgis9153
    @hanatesfaghiorgis9153 3 года назад +3

    ረዘነ እንቋዕ ፍረ ስቓይካ ሰናይ ረኣኻ ፍልይቲ ዛንታ ደስ ዝብል ትረኻ ልቢ ዝትንክፍ!!!

  • @whatabouttomorrow1990
    @whatabouttomorrow1990 2 года назад +3

    ብጣዕሚ ልብኻ ዝትንክፍ ዛንታ ረዘነ🤔😢🙏🇪🇷

  • @messimessi0322
    @messimessi0322 12 дней назад

    Georgis tbl semieya neyre kief zelewa zanta hiwet dma neyra. Hji dma Rezene, temekuro hiwet ktsemee xbuq yu ❤

  • @JonYemane-y9f
    @JonYemane-y9f 6 месяцев назад +3

    ብጣዕሚ ዘሕዝን ፍጻሜ ኢዩ ግን ኣብ ጉዕዞ ሂወት ተስፋ ክትቆርጽ ከምዘይብልካ ኢያ ትምህረካ ክብረት ይሃበልና ግርሜሶ❤❤❤❤

  • @Cr-uy3cj
    @Cr-uy3cj 3 года назад +15

    ናይ ብሓቂ ገለ ዓይነት ዛንታ ምስ ገለ ዓይነት ተራኺ (ኣነብባካ ኣብ ልቢ ዛኣቱ ዮ ቀጽሎ )

  • @matirobel1542
    @matirobel1542 3 года назад +4

    Behaqi nezi tedgemkwa wen ayemexlakun. nayi hade arekayi hiwet ey azekakirateni b xefru kab eritrea nab canada ateu..... 10Q Rezne.

  • @naomifetwi6832
    @naomifetwi6832 2 года назад +11

    wawwwwwww
    ብጣዕሚ መሃሪትን መሳጢትን ዛንታ 100%
    ብፍላይ ናይ ሱዳን ዝጠቐስካዮም ቦታታት ይፈልጦም ብሙኻነይ ኣዝያ መሲጣትኒ ክሳብ መወዳእታ ከየጉደልኩ ሰሚዐያ ። ብራቮ ግርማይ ድምጺ ይበል። ጸሓፋይ ከኣ' ሞ ኣቀናቢርካ ከተመቅራ ዝገበርካዮ ኣዝዩ መሃሪ ዘይተጋነነ ሙዃኑ ድማ ሰሓቢ ይገብሮ። ድሕሪ ጉዕዞ ካብ ጁባ እቲ ጉዕዞ ብእግሪ ኣዝዩ ሓደገኛ እዩ ከመይ ጌርካ ይሕለፍ ካብ ቷምቡራ ን ኢዞ (central africa) ምስቲ ብዶብ ኮንጎ ጌርካ ትኸዶ ክሳብ ሕጂ ወላ ብመኪና እዩ ዘፍራሓካ። ኣቦና ረዘነ ከኣ በሓቂ ኤርትራዊ ባህሪ እዩ ኣንጸባሪቑ። ናይ ነፍስወከፍ ኤርትራዊ ተማሳሳሊ ዚሓልፎ ሂወት እዩ። ኣምላኽ ኣብ ኣስመራ ዚእክበልና ግዜ የምጸልና ኣብ ቀጻሊ ወለዶ መታን ሽግርና ክውዳኣሎም። ኣሜን!

  • @destinoFeqar
    @destinoFeqar 7 месяцев назад +3

    betami zesdemdem gen ka mehari zkone zanta mes wuhlul akerareba baba rezene be hiwet wexiu tariku kekafelena mebkeu ka des eluni Thank god.

  • @elk5824
    @elk5824 3 года назад +26

    ኣንቱም ጀጋኑ ደረስትን ተረኽትን ከምዚ ጌርኩም ማሃርና እግዚአቢሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እዚ ዓቢ ትምሕርቲ ዛንታ ናይ ረዘነ ሓውና ንነብሲ ወከፍ ኤርትራዊ ከምዚ ጌሩ ተታሪኹ እንተ ዝጽሕፍ ሲ ኩሉ ዶ ምተማህረ ማለት ንሓደሰብ ስደት ሕማቅ ዩ ኣይትኺድ ክትብሎ ከለኻ ንባዕሉ ጥዒሙዎስ ንዓና ኣይትውጽኡ ይብለና እንዳ በሉ ምስማዕ ይኣብዩና።መቸም ከምዚ ናይ ሓውና ረዘነ ታሪኽ ዝኸበደ ናይ ስደት ሂወት ግን ከ ኣ መምህር ማለት ወድሰብ ብዘይ ማዓልቱ ከም ዘይ መውት እዩ ዝምህረካ ከምኡ ድማ ንሕና ደቂ ሰባት ንነብር ብናይ እግዚአቢሔር ሓይሊ ኢና ግን ኩሉ ግዜ ብናትና ሓይሊ ስለ ዝመስለና ንኣእምሮናን ንጉልበትና ካብ ዓቅሙ ንላዕሊ ነድክሞ።ወዲ ሰብ ኣብቲ ኣምላኽ ዝመደበሉ ቦታን ምስቲ ዝተመደበሉ ሰብን ዩ ዝነበር። ብጣዕሚ ማሃሪት ዛንታ ረዘነ ንደራሲን ንተራኽን ሙኩእ ምስጋና፡ከምኡ ረዘነ ሓውና ምስ ስድራቤትካ ዕድመን ጥዕናን ነዚ ዛንታዚ ከተዘንቱ ንዝገበርካ እግዚአቢሔር ይመስገን።

  • @kaleabaraia4145
    @kaleabaraia4145 3 года назад +2

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል ትረኻን ኣነባብባን ምስ ልብኻ ዝትንክፍ ሙዚቃ።

  • @asefawabrha5798
    @asefawabrha5798 3 года назад +25

    ግርማይ ብጣዕሚ ኑፍዕ ተራኪ ድምጽካ ናይ ባዕሉ ዚማ ዩ

  • @hagertesfay7609
    @hagertesfay7609 Год назад +1

    ዘገርም አዩ ፉሉይ ዛንታ አቲ ዝሐጉስ ብሂወት ምህላዉ አዩ ስደትና ይሕጽረልና ከምዚ ኮይነ ተመሲጠ ኣይፈልጥን አየ

  • @BiniBini-bn5em
    @BiniBini-bn5em Год назад +1

    ብጠዓሚ ዘገርም ኢዩ ኣምላኽ ስደትና ይሕጽረልና ❤

  • @yoresaliemtsegay8856
    @yoresaliemtsegay8856 6 месяцев назад +2

    nay behaqi semiaka zeymno zanta rezene behiwet entzehlus merkbkewo canada calgaray eye zenber

  • @samuelfoto1113
    @samuelfoto1113 2 года назад +11

    ዝገርም ዛንታ'ዩ! ባባ ረዘነ ኣብዚዘለኹዎ ሃገረ ካናዳ ካብ ሃለወስ፡ ክሪኦ ተስፋ ይገብር።

    • @whatabouttomorrow1990
      @whatabouttomorrow1990 2 года назад +2

      ኣነ ውን ኣብ ቶሮንቶ ኣለኹ ክሪኦ ክንደይ ዘይበሃግኩ ዘገርም ዛንታ

  • @micaelzekarias1537
    @micaelzekarias1537 3 года назад +9

    ግርሜሶ ዓርከይ ይበል ትረኻ። ይበል ንባብ። መሳጢት ዛንታ። ገርግስ ጉዕዞ 50 ውን ሰሚዐ ፈቴያ። ብሕጂ ውን ብኻልእ ትረኻ ክንጽበየኩም ኢና። ዕድመን ጥዕናን ንደራስን ተራኽን።

  • @Asmerabella
    @Asmerabella 3 года назад +3

    Betami xebuk akerareba, Ezi zanta teray aykonen temhrtiy wen eyu , … betami yekenelena adalewti medeb ❤️

  • @welduberhe7353
    @welduberhe7353 Год назад +2

    ናይ ብሓቅ ካብሱል ጥረ ረዘነ ጅግና ዘይሓሰብካዮ ርክርብ አይመርገም ምርቃ 🎉ግን አነ ዝገርመን ኢታ መከረኛ ጎሳ አጣል'ስ አበይ ትህሉ።

  • @robeltadeese9343
    @robeltadeese9343 3 года назад +4

    Thanks again I'm glad to hear the story and Thanks for your time

  • @yonasmehari8520
    @yonasmehari8520 2 года назад +2

    Betami gele nger fetiratley bfelay abti berka bynu msta gal hagru krakeb, malet natna wen qexali eu guzona amelak edmen tienan yhabena 🙏🙏🙏🙏

  • @salemaraya9182
    @salemaraya9182 Год назад +2

    Bitaemi meharit hakena zanita Rezene bitaemi hayli nifie seb❤❤❤

  • @solsolrora7076
    @solsolrora7076 3 года назад +12

    Thanks Grmeso even I read the story 10 years ago I am enjoying the story again.

  • @amanuelteklesenbetghebreyo2456
    @amanuelteklesenbetghebreyo2456 2 года назад +3

    What an amazing story of brave father...thank you so much

  • @tsegere9957
    @tsegere9957 3 года назад +2

    ብሕፍረት ተሳቕየ ዓብየ ብሰንኪ ዘሕፍር ባህርያት ዘለዎም ሰባት

  • @Ariam-l9t
    @Ariam-l9t Месяц назад +1

    Temesgen amlak mewedatu Baba Rezene enkae bhiwet halekalna dhrizi kulu ktiamno zeskahkh guezo sdet.Btaemi Merir Zanta sdet leka Eritrawyan skay sdetna mewael eyu koynwo.hade mealti amlak sdetna yakl yblena ykewn.

  • @huruyasrat5762
    @huruyasrat5762 3 года назад +6

    ዋው መወዳእታ ጻማካ እንቃዕ ረከብካ ኣቦና ረዘነ ታሪክካ ምቁር ቃንዛ እዩ ፡ግርማይ ሓውና ውን ጥዕም ድምጺ ምስ ክእለት ኣዛናትዋ ኣብ ቀጻሊ ካልእ ሒዝካልና ክትመጽእ ንጽበ።

  • @mulueberhe4571
    @mulueberhe4571 Год назад +3

    ልብኻ ዝሰብር ዛንታ ግን ካኣ በታ ዘይ ትነጽፍ ዛንታ ረዘነ ሞራል ትገብር ። ንረዘነ ንቕርሲ ታሪኽ ኢሉ ፈጣሪ ዝዓቖሮ ይመስል የቐንየልና።

  • @selamselam3015
    @selamselam3015 2 года назад +2

    Edmen tenan yahabeka zahawey maeryi jigna nayi jeganu 💪💪🇪🇷🇪🇷

  • @zufanh2337
    @zufanh2337 2 года назад +2

    ሓውና ረዘነ ኻብ እዝኩሉ ፟ጸገም ምውጻእካ ይገርም እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ 🙏🏾።

  • @michealeteame81
    @michealeteame81 2 года назад +9

    Our beloved father rezene we love you!!i hope one day kineakeb ena bitami mehari zanta!!thank u girmeso and abdelkadir we respect you!!!!

  • @ሰላምንኤርትራምስህዝባ

    ልቢ ዝሃርም ዛንታ እዎይ እሕዎተይ ሂወት ከም ወርቂ ብሓዊ ክብሃል ከምዚ እዩ:: ዕድመንን ጥዕናን ረዘነ ሓውና:: God bless u❤️

  • @saronamanuel7931
    @saronamanuel7931 2 года назад +3

    ብጣዕሚ ዘገርም እዩ።

  • @efremkifle4973
    @efremkifle4973 3 года назад +7

    Thank you no words to express you just thank you!!

  • @luwamgirmay7644
    @luwamgirmay7644 2 года назад +2

    Temesgen fetari kemzi kemay enda nebe zsema alodo 🥺🥺🥺 sdet kebid eyu sdetna yhxrelna fetari diqi erey

  • @teweldemehari7056
    @teweldemehari7056 3 года назад +2

    Good job, ayewe aqebet bghala temeles kblukha cab zenqedcalu!

  • @YenasAmanial
    @YenasAmanial 6 месяцев назад +4

    Biro eza nay rezen mexihaf abey kirekiba yikiel

  • @mahlaysegabarya2912
    @mahlaysegabarya2912 3 года назад +3

    Ab tektatali zanta 2019 semieya nere nay behaqi kuezo remexen breden

  • @AkileHaleka
    @AkileHaleka 2 месяца назад +1

    ዝገርም ዛንታ

  • @yohanesyemane3612
    @yohanesyemane3612 3 года назад +3

    Gele aynet aterareka kexelo zehawey bravo

  • @ghidetewelday1202
    @ghidetewelday1202 3 года назад +2

    Nay bhaqi Ghirmay hawuna xbuq trekan agelalxan deszbel thanks more

  • @Frella-p5x
    @Frella-p5x 3 года назад +6

    Thank you very much you are gifted 👌👌👌

  • @amlaktume6417
    @amlaktume6417 3 года назад +1

    Thankyou you brother 👍. Thanks God fainaly abze mebtshiu😍

  • @absienice5013
    @absienice5013 3 года назад +4

    bra jobbat 👍 Tack så mycket försätta vidare annat bok 📖

  • @EldanaHyabu
    @EldanaHyabu Год назад +1

    Anbaby nayza zanta btamy brilliant and amazing story

  • @samueltekle7430
    @samueltekle7430 2 года назад +1

    This is life. Kabzi zanta bzuh Neger temahire. Texierka kulu kem zsgern Kem zbxahn. Habo senike bhaki. Grmay Abrham dmxika btaemi eye zfetwo. Please bzuh kemzi akribelna

  • @eritreawikuburmenenet9772
    @eritreawikuburmenenet9772 3 года назад +4

    Eway eritreawian nerekbo besmayen medren zehgzena sina 😭😭😭😭😭😭

  • @kabilyonas2299
    @kabilyonas2299 3 года назад +7

    ብጣዕሚ ጽፉፍ ታሪክ የቀንየልና

  • @Seare200
    @Seare200 2 года назад +1

    አዋይ ሰደት ብዝኮነ ብጣዕሚ መሃርት አያ

  • @yebyookba1845
    @yebyookba1845 2 года назад +1

    Nay bhki lbeay ttnkfa thank u so much Giremay amazing sound I am proud of u selam malti media too Meagan yebxhkume. Twaski betsfa yexbykume enttklu nay Giremay sound thank you!!!!!

  • @michaelhagos5737
    @michaelhagos5737 2 года назад +1

    Waw nay behaqi sebay egiziabher deqika yibarik

  • @asmarino1464
    @asmarino1464 2 года назад +3

    ካብ ወይ ጉድ ዝብሎ ሓሊፈ ዝብሎ ቃላት ሲኢነ
    ከመይ ዝኣመሰልዎ ዛንታ ዪ
    ፈጺምካ ተሰፋ ዘይሙቅራጽን ከይተሓለልካ ምፍታንን
    ዪ. ምስጢር ዓወት!!!

  • @MTO2024
    @MTO2024 2 года назад +2

    Wawwww ybel girmeso nayta gal kea ezi Eritreawi tray zgebro eiu somali guys I love you. rezene kea nmengs ay zekeron ezi kulu best friend ab last why sponsor eba gberelu rezene hahaaa

  • @FASEAful
    @FASEAful 3 года назад +7

    Amazing story

  • @RaheleMebrahtu
    @RaheleMebrahtu Год назад

    btemie mesatin mharen zanta thank you so much

  • @AwetTiedros
    @AwetTiedros Год назад

    Btami mharit zanta teraki btami xbuq azntawi nice job

  • @BdhoBrhane-vd1uq
    @BdhoBrhane-vd1uq Год назад +2

    Btaemi lbka ztnkf zanta bflay abzi kertet zbelelu rezene kienka ktsemea aziya eya tshbeka tegermeka testentneka trgum mnbar entay mkanu gn yberhalka buzuh temahire sdet hsum hasina yhasina alo.....? Amlak sdetna yehxrelna kaleay nay rezene terikkaya nay gergis dma kemeu anabbaka ykun asrarea qaltka mara eyu zshbeni youtube kndey gzie eye delye sieneka kemzi aynet tareka enteleka wey entemxaka bhji bejaka bqultuf akaflena ika thanks

  • @sayeGebrhiwet
    @sayeGebrhiwet Год назад

    ፖው ይገሪም ኢዮ ናይ ረዘነስ ስደትን ክርተትን ኢዮ መወዳኢቶኦ ጥራይ ኢንቃኢ ኣጸቦቆ❤❤❤❤❤❤

  • @abeltesfahun2847
    @abeltesfahun2847 2 года назад +2

    ኣዝዩ ሓያል ሰብ ❤

  • @ዋርሳይወዲይከኣሎ
    @ዋርሳይወዲይከኣሎ 2 года назад +3

    Waaaa እዋይ ኣናብባ መጺምካ ግደፍ እካ እዩ ዝመጻካ ክገርመኩም 5 ግዜ ሰሚአያ

  • @erditewelde6816
    @erditewelde6816 3 года назад +3

    Awesome and Touched story

  • @Tsegai98
    @Tsegai98 2 года назад +1

    Great story.
    Thanks Selam Multimedia. I hope you will upload more such stories.

  • @owjfjod
    @owjfjod 2 месяца назад

    ገሊ ዓይነት ዛንታ❤😊

  • @hamedmohammed2268
    @hamedmohammed2268 3 года назад +2

    Wow I didn’t have any words the best of best 👍👍👍👏👏👏👏

  • @semretfessahaye9975
    @semretfessahaye9975 2 года назад +3

    One of the best ♥️♥️♥️

  • @F-NG5
    @F-NG5 3 года назад +3

    ሂወት ቃልሲ እያ ክብሉካስ ከምዚ እዩ
    እዋይ ስደት ሲ ንዓና ውን ኣረካኪቡልና
    ደስ ዝብል ጽፉፍን መሃርን ዛንታ
    ምስታ ዝሓገዛ ጋል ግን ብመገዲ እቲ ሶማላዊ ጌሩ ናብቲ ዘለቶ ከይዱ ከሎ ካልኣይ ክረክባ ነይርዎ

  • @fevenredae191
    @fevenredae191 8 месяцев назад

    Amazing story ab mewedaeta mewatka gn des eluni ab zelekeyo edmen tenan yhabka nay lomi weledo kabzi zanta knmhar alena kbtseho eye telka zeybtsah yelen 🫡❤

  • @abelhabtemariam9271
    @abelhabtemariam9271 2 года назад +2

    Wow amazing 👏

  • @rahelhaile8655
    @rahelhaile8655 2 года назад +2

    Enqaue feterelu & tsebuke tereka teume demtsi thank you .

  • @nebiatmussie8798
    @nebiatmussie8798 3 года назад +1

    Way sdet hsum nezi kulu shgr segiru lomi ms mamuq sdrau mhlawu des ybleka amber sdet si kebid u kabti bkndey xebeba tmexo ms bexahkayo wn ati xegemat aygedfekan u. Amexaxau gn nay lomi yqell hade hade guazo gedifka. Bzkone yeqenyelna selam matimedia kemau wn taum dmxi twnn grmay abrham. Thanks do much😍😍😍 ab zmexa bkala knxbeyekum eina

  • @tedrosteklezgi9558
    @tedrosteklezgi9558 3 года назад +1

    Behaqi des ybl tark enqae mewdaeteu bselan ateka rezne hawna

  • @Mogos29
    @Mogos29 3 года назад +18

    ብጣዕሚ ዝገርም ዛንታ
    Thank you so much 🙏👏👏👏
    በጃካባ ን ረዘነ ክንረክቦ ሰላም ክንብሎ
    ተሌፎኑ ተለካ 🙏👍

  • @gualerey5482
    @gualerey5482 3 года назад +1

    Grmieso hawey... well done.. Keep going...
    It's an interesting story

  • @habtitmisghna7039
    @habtitmisghna7039 3 года назад +2

    Thanks more Bro

  • @WediOmhajer
    @WediOmhajer 3 дня назад +1

    Nay bahaqi sehbut zata❤

  • @gebrehiwetteklehailemicael8091
    @gebrehiwetteklehailemicael8091 2 года назад +3

    Amazing history,
    I have to meet this guy ❤️❤️❤️❤️

  • @eri-boy8727
    @eri-boy8727 7 месяцев назад

    demxika welfi koynuni kdeqis keloku ksemie. Tnx

  • @BetelhemSelemun
    @BetelhemSelemun 3 месяца назад

    Nay Bhai leka ztnkf 😢zanta ewa sdet ga 💔

  • @tsegagebreselasie217
    @tsegagebreselasie217 3 года назад +3

    ብጣዕሚ መሳጥን ኣደንጋጽን ታሪኽ እዩ ኣብታ ደስየት ተጋደልቲ ምስ ረኸብ ነዚ ኹሉ ግፍዒ ጸገምን ርእዩ ንሜዳ ምሳኦም ክኸይድ ጥራሕ እየ ተጸብየ ነረ

  • @kibratesfamichael
    @kibratesfamichael 3 года назад +1

    Nay Eritras hji gedede metsneti hager belaei seb gezaei rekiba kabzi nay Rezen zgedede menesey Eritra yrekb alo nmshetu yerhwo nayzi belaei seb mechrrshteu ygberelu!!!

  • @ftsumhabtu8998
    @ftsumhabtu8998 2 года назад +7

    God job, Grmay. I hope you Will came with another audio.

  • @yohanesyemane3612
    @yohanesyemane3612 3 года назад +4

    Ane bezuh geze yeketatel ye gen kemzi natka geru zekereb yele kexelo nefue bravo

  • @geryetewelde7347
    @geryetewelde7347 3 года назад +1

    Zkebrka malti mediya kulu thztkum tkatatileyo btami xubuk ❤

  • @medhaniearaya2266
    @medhaniearaya2266 3 года назад +4

    ዎፍ ልኪዕ ምስ,ተፈጸመ ዝብል ምስ ሰማዕኩ ልበይ ኣዕሪፈ ዋይ ስደት ንልኪዕ ሎሚዓንቲ 4 pm-22 pm ልኪዕ ምሳኢኣ ኣዕሪፈ ብታዓሚ ምስ ረዘነ ኣብቲ መከራን በረኻን ብኒባዓትን ትዝታን ተመስጦን ን 6:35:58 ብትዝታን ብሃንቀውታን እንታይ ኮን ይብልዎን እንታይ ኮን ይገብር ሕጂ ውን ዋይ መከራ እንዳ በልኩ ብኒቢዓትን ትዝታን ምስ ናተይ ኣታኣሳሲረ ንድሕሪት ቃዘንኩን ተመለስኩን። ንረዘነ ኣቦና እንካዕ ኣብዚ ኣብቃዕካ ዕውት ቃልሲ ።